KAHSAY GEBRETSADIK

KAHSAY GEBRETSADIK
Display Name
KAHSAY GEBRETSADIK
First Name
KAHSAY
Last Name
GEBRETSADIK

May our brother’s soul rest in peace!

ዝኸበርኩም ኣባላትን ፈተውትን ማሕበር ቀዳሞት ቤት ትምሕርቲ ኣግአዚ በብዘለኹሞ ሰላም ቅሳነትን ጥዕናን እንዳተመነና ነቲ አብ ፀበባን ክባን ዘሎ ሕዝብናውን ሰላምን ናፅነትን ክረክብ ኩልና ብንኽዕሎ ፃዕርና ነበርትዕ። ከምትፈልጥዎ፤ ማሕበርና ብዕለት ሰነ ፪፭ ፼፲፬ ዓ.ም (July 2, 2022) ኣብ ግዝዓት ኮሎራዶ፤ ከተማ ደንቨር አብ ዝገበሮ ዓመታዊ ዋዕላ ዝተኣከበ ገንዘብ፤ ብግፍአኛታት ካብዝተፈላለዮ ከተማታትን ገጠራትን ትግራይ ካብመረበታቶም ተመዛቢሎም፤ ኣብከቢድ […]