2019 Event Update From DC Chapter

July 6, ASAA-NA Gala ሰላም አግአዝያን፡ ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ቤት ትምህርቲ አግአዚ አብ ዝቕጽል ሰሙን ጁላይ ሽዱሽተ ቀዳም ካብ ሰዓት ሽዱሽተ (July 6, from 6 PM ) ጀሚሮ ንምኽባር ጨንፈር ዲሲ ተዳሊዮም ይጽበይኹም አለው። ጁላይ ሓሙሽተ (July 5)ዓርቢ ምሽት አብ  Fidel Restaurant 3815B, S. George Mason Dr፣ FallsChurch, Virginia፤ Phone...