July 6, ASAA-NA Gala

ሰላም አግአዝያን፡

ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ቤት ትምህርቲ አግአዚ አብ ዝቕጽል ሰሙን ጁላይ ሽዱሽተ ቀዳም ካብ ሰዓት ሽዱሽተ (July 6, from 6 PM ) ጀሚሮ ንምኽባር ጨንፈር ዲሲ ተዳሊዮም ይጽበይኹም አለው።

ጁላይ ሓሙሽተ (July 5)ዓርቢ ምሽት አብ 

Fidel Restaurant

3815B, S. George Mason Dr፣ FallsChurch, Virginia፤

Phone 571-777-5707

ጁላይ ሽዱሽተ (July 6) ቀዳም ምሸት አብ

መጺኹም ድራር አንዳበላ ዕኹም ብጸወታ እንዳተዘናጋዕኹም ከተምስዩ ይዕድምኹም አለው።

3149 Glen Carlyn Road, Falls Church, VA 22041

ካብ ሰዓት ሽዱሽተ ጀሚሮ ድራርን ጸወታን

ምስ ወዲ ኾኸብ፤ ነጋሲን፤ ያይነን  እንዳታሕጎስኩም ንኽትሓድሩ፤

ብእዋኑ ቲኬት ንኽትእድጉ ይዕድምኹም

ጁላይ ሸውዓተ (July 7) ሰንበት ድማ አብ

አብ 1600 S. Hayes St. Arlington, VA 

ናይ ባርቢኪው ምሳሕ አዳልዮም 

ካብ  ሰዓት 1:00 PM ጀሚሮም ይጽበይኹም አለው።

ASAA-NA DC Chapter

Host Committee